ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት
ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ መቕረብቲ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ቶይታ ኣባዱላ ዝዓይነታ መኪና ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፤ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን
2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ፤ ክሳብ ዕለት 28/09/2016 ዓ/ም ስዓት 3:30 ተዓፅዩ ስዓት 4:00 ቅ/ስዓት ይኽፈት
3. ተወዳዳራይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቕርብ
ግቡእ ኣለዎ።
4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፤ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /TIN No / ከምኡ ውን ዝተሓደሰ መቕረባይነት ብቕዳሕ ከተሓሕዝ ዝኽእል ።
5. ተወዳደርቲ ዝመልኡዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ጨረታ ክኸውን
ኣለዎ። ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸውን ኣለዎ።
6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን
ኣብ ሞንጎ ገዛእን ሸያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ።
7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝበፅሕ ጉድኣት
ብምርኣይ ቤት ፅሕፈት ብሕጊ ክሓትት ይኽእል እዩ።
8. ተወዳዳራይ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።
9. እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ምስኣተወ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ ።
10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ
ተ.ቑ | ዓይነት ዝግዛእ ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፓድ ኪት | 04465-0k 340 | ሴት | 01 | ቆይታ ኣባዱላ | ||
2 | ሹኪት | 044595-ok0701 | ሴት | 01 | |||
3 | ሾክ ኦብዘርቨር ቅድሚት | 48510-09 120 | ቁፅሪ | 02 | |||
4 | ሾክ ኦብዘርቨር ድሕሪት | 48531- ok 170 | ቁፅሪ | 02 | |||
5 | ጂንቶ | 37230-ok 050 | ቁፅሪ | 01 | |||
6 | ስፓይደር ኪት | 04375- ok 012 | ቁፅሪ | 01 | |||
7 | የማን ቅድሚት መብራህቲ 81150 ok 430 | ቁፅሪ | 01 | ||||
8 | ማስኬራ ቅድሚት | 53111- ok 480 | ቁፅሪ | 01 | |||
9 | ፓራወልት ቅድሚት | 52119- ok 280 | ቁፅሪ | 01 | |||
10 | ኮፎኖ ኬብል | 53630– ok010 | ቁፅሪ | 01 | |||
11 | ናይ ካድሮ ቁልፊ | ቁፅሪ | 01 | ||||
12 | ስታፕላይዘር ሊንክ የማን | 48820- ok 030 | ቁፅሪ | 01 | |||
13 | ስታፕላይዘር ሊንክ ፀጋም | 48810- ok 010 | ቁፅሪ | 01 | |||
14 | ስፐክዮ ፀጋም | ቁፅሪ | 01 |