ሰሊዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ዝሰዕብ ረቀሒ ክተማልኡ ይግባእ
- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ 2008 ዓም ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ክተቅርቡ እትክእሉ
- ተወሳኪ እሴት ታክስÂ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
- መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዝኩም
- ሰዓርቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዓለኩም መጋዕዝያ ናብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጣናን ከተማ ሽራሮ ብፅሬትን ብመጠንን ክተቅርቡ እትክእሉ
- ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻንÂ ዘለዎ ናይቲ ትካል ማሕተምንÂ ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
- ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ
- ጨረታ 11 ሚያዝያÂ 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 15 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡ 30 ይክፈት
- መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመለዋወጢ አቁሑት ነንሕድሕዶም2000 ቅርሺብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ተጫረቲ ነንሕድሕዶም ኤለክትሮኒክስ መሳርሕታትን ናይ ኮምፒተር ቀለምን ናይ6 ወርሒ ዉሕስና ክህብ ዝክእል
- ከተማ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይካየድ እዞም ብዘይምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን
- እቲ ትካል Â ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0345500382/0933081061ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs