ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔርፓርት (ኣቕሑት) ንክትዕድግሰለዝደለየት::
  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 (4 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:30 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔርፓርት (ኣቕሑት) ንክትዕድግሰለዝደለየት::

ተጫረቲዘማልዕዎረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳቅርሺ)።

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 17/09/2016 ዓ/ም -27/09/2016 ዓ/ም ይከውን::

6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 27/09/2016ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ኾይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 27/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ውይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝኸፈት ይኸውን

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ::

8. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::


Backs
Tender Category