ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ስፔር ፓርት : ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፡
  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 (4 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 02:30 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ስፔር ፓርት : ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡

ተ.ቑዝርዝር ግልጋሎትዝርዝር ምግለፂ SPECIFICATIONመዓቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላመብርሂ
1ዳንሎፕ ጎማ ምሰ ካላማደርያኡቑፅሪ7.50 R16ቑፅሪ05
2ዳሽ ቦርድ ቅብኣትቑፅሪ02
3ሽቶ ሪያል ሜሪጅቑፅሪ02
4ሴንተራል ሎክ ምሰ ሪሞቱset01

መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበለ IN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኸእል ::

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 16/09/2016 ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ

➢ ኣብ ስቶርኩም ዘየለ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቐድን ፡

➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 2 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክረክብ ዝኸእል

➢ ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቑፅርን ወፃኢ ፂሒፉ ዝተረከበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን ::

➢ እቱ ንብረት ብናይ ቢሮና በዓል ሞያ ምሰ አረጋገፆ ቅብል እዮ ምስበለ አታዊ ይከውን

➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344404161 ምድዋል ይከኣል፣ አካለ ጉድኣት ቢሮ 5 ደብሪ ቑፅሪ 18

Backs
Tender Category