ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ፅሬት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ

1 ንነብሰወከፍ ዓይነት ጨረታ ዝምልከት ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ

2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ማለት እዉን ምስክር ወረቀት ዘለዎም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም

4 ቫት ተመዝጋቢ ምከኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ ለካቲት 2016 ዓም ቫተ ድክለሬሽን ዘቅርብ

6 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዋጋ መሸጢ ሰነድ ጨረታ ንናዉቲ ፅሕፈትን ፅሬትን ንሕድሕድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

8 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ጨረታ ምልክታ ብሬዲዩን ቴሌቭዥንን ምስተጋወሐ

9 ምልክታ ጨረታ ዝጋወሐሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/6/2016 ዓም ጀሚሩ ከሳብ 26/9/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ኩሉ ሸዓ ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

10 ተወዳደርቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝዓደገሉ ጀሚሩ ጨረታ ሰነድም ክሳብ ዕለት 26/9/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ቀትሪ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቀዳማይ ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእሉ

11 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 26/9/2016 ዓም ሰዓት 8:45 ይዕሸግ እዚ ጨረታ 26/9/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ መአከቢ ኣዳራሽ ይክፈት

12 መክበሪ ጨረታ ዝምልከት ንመሳርሒ ፅሕፈትን:  ናዉቲ ፅሬትን ንሕድሕድ 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ /  ብስፒኦ  ከትሕዝ ይግባእ

13 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጠ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

14 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድጨረታን ካልእ መብራርሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራሕ ምሕታት ይከኣል

15 ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀመሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብሕድሕድ ዓይነት ንብረት ኣብ 20 ተከታታሊ መዓልቲታት ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ፅሬቱ ከረክብ ይግባእ

16 ዝኮነ ተጫራታይ ቤት ዕዩና ኣብ ዘቀመጦ እስፐስፊኬሽን ዝዉስክ ወይድማ ዝንኪ ወይድማ ስርዝ ድልዝ ዝገብር ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምካኑ ክፈልጥ ይግባእ

17 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

18 አቀራርባ ሰነድ ጨረታ ዝምልከት ፋይናንሻል ዋነኡ ቅድሑን ነኒበይኑ ብምዕሻግ ከቅርብ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403477

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s