- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2008 ዓ/ምÂ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::
- ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀÂ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
- ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
- ጨረታ ዝሰዓረና ብዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን መፂኡ ከረክብ ዝክእል::
- ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/ 07/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/07/2008 ዓ /ምÂ ክሳብÂ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 5/ 07/2008 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
- ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስÂ 4ይÂ /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 100.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
- እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ
Â
Â
Backs