ቑዕሪወ/እ/ 22 /1/2016ዓ/ም
ዕለት 30/ 08 /2016ዓ/ም
ምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ሪጋ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊክሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ናይ ተምሃሮ ሰረትፍኬት | ብሳብፕል መሰረት | ቁፅሪ | 35,000 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ንግድ ፍቓድ ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን IIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 30/08/16ዓ/ም እስካብ ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም
ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይኸፈት::
➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊከሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ፡፡
➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::
➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/እንደርታ
ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይክእል እዮ።
Backs