ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ አይስቲ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኸእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፤
ተ.ቁ | ዝርዝር ግልጋሎት | Specification | መዓቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | Multi motor | 2 ገፅ ዝሓዘ ተታሒዙ ኣሎ | ቑፅሪ | 01 | |||
2 | Ups | 2 ገፅ ዝሓዘ ተታሒዙ ኣሎ | ቑፅሪ | 01 | |||
3 | APC Smart USP Line interactive,750 VA, Tower,230V,6X IEC C13 | 2 ገፅ ዝሓዘ ተታሒዙ ኣሎ | ቑፅሪ | 01 | |||
4 | Soldering Iron | ESD safe Temperature adjustable Electric soldering iron with kit Power consumption-- 60w/80w Input voltage-220/30 V ac Adjustable temperature degree centigrade Heating core-Two core ceramic heating core | ቑፅሪ | 01 | |||
5 | Connector cable | HDD to USB connector cable /External converter for SSD/HDD DATA TRANSFER | ቑፅሪ | 03 |
መተሓሳሰቢ
➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም
➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ IN - ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል
➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/07/2016 ዓ/ም ክሳብ 11/072016 ሰዓት 11፡25 ድቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ
➢ ኣብ ስቶርኩም ዘየለ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቐድን ::
➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢጋ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል -
➢ ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቐፅርን ወፃኢ ሂሒፉ ዝተረከበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን
➢ እቱ ንብረት ቅቡል ዝኮውን ብዝምልኮቶ ኣካል ናይ ቢሮና በዓል ሞያ ትክክል ምዃኑ ምሰ ኣረጋግፆ እየ።። እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ፡
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል አካለ ጉድኣት ቢሮ 5 ደብሪ ቑፅሪ 18
Backs