ዕለት 8/8/2016ዓ/ም
ቁፅሪ /ደ/ከ/ስ/ዕ/22/16ዓ/ም
ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ንምዕዳግ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት / ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደሪ ቲ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑሓታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት ፤
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016 ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡
✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016 ዓም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ከቕርቡ ዝክእሉ።
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ዘስፍሩ ::
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 08/08/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/8/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 11/05/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር ;
ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዪ | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ/ ዋጋ | ጠቕላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ጆሶ | ብኪ.ግ | 25 | ||||
2 | አካራጆ | ሊትሮ | 07 | ||||
3 | ቨርኒሽ ናይ ዕንጨይቲ ቀለም | 2 ጋሎን | ሊትሮ | 08 | |||
4 | ፃዕዳ ቀለም | 2 ጋሎን | ሊትሮ | 8 | |||
5 | ጣውላ ሞራለ 34 | ብቁፅሪ | 10 | ||||
6 | ሲሚንቶ | ኩንታል | 04 | ||||
7 | ሙሉእ በሪ ቁልፊ | ብቁፅሪ | 40 | ||||
8 | ፋይል ካብኔት ቁልፊ | ብቁፅሪ | 50 | ||||
9 | ናይ ድረወር ቁልፊ | ብቁፅሪ | 60 | ||||
10 | ተተካኢ ብረት ብብሎን ዝግጠም | ቁመት 25ሜ ረጊድ ዝርያ 20-25ሴ | ብቁፅሪ | 03 |
መተሓሳሰቢ
ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኸእሉ እዮም።
Backs