ዕለት 3/02/2016 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ቋንቋ ትርጉ ከተርጉም ስለ ዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ተ.ቁ | ዝትርጎም ዓይነት ቋንቋ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||
1 | ካብ እንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ፣ካብ _ አምሓርኛ ናብ ትግርኛ፣ካብ ትግርኛ ናብ አምሓርኛ፣ካብ ትግርኛ ናብ እንግሊዘኛ ካብ ትግርኛ ናብ ኦሮምኛ፡ካብ ትግርኛ ዓረብኛ | ሓደ ገፅ |
ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (in Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።
4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኸእሉ።
5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ።
6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 07/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208
ዝኸፈት ይኸውን።
8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 208 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ።
Backs