ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ./ቑ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፍላሽ 32 ጂቢ | ሓፂን 1ይ ደረጃ | ብቑዕሪ | 25 | |||
2 | ዲቫይደር በዓል 6 ነዃል 1ይ ደረጃ | Guardian shied 16A 25V ዝብል ኣብ ባዕሉ ዝተፅሓፈ | ብቑፅሪ | 22 | |||
3 | ፕሪንተር ቀለም ብራዘር | DR3405 | 09 | ||||
4 | ፕሪንተር ቀለም 53 A | 1ይ ደረጃ | ብቑዕሪ | 05 | |||
5 | ፕሪንተር ቀለም 80 A | 1ይ ደረጃ | ብቑዕሪ | 05 | |||
6 | ፕሪንተር ቀለም 26A | 1ይ ደረጃ | ብቑፅሪ | 05 | |||
7 | ፎቶ ኮፒ ቀለም | image runner 2318 | ብቑፅሪ | 04 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/07/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/07/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተሰብስቡ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት::
➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፊርማ እተዘይብሉ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።
➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::
➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ፡፡
➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1” ደረጃ ክኸውን አለዎ፡፡
➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።
➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሎዉ እዩ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::
➢ አቲ ንብረት ብህፁዕ ስለዝተደለየ ኣብ እድኹም ዘይብልኹም ነጋዶ ክትወዳደሩ የብልኹምን።
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1” ደብሪ እዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።
Backs