ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ (1800)ንበጀት 2016 እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 (6 months ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 04:00 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ምልክታፕሮፎርማ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ

(1800)ንበጀት 2016 እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መምርሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ፡፡

2. ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡

4. ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም ፡፡

5. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ /ምውፃእ/ ኣይኽእልን ፡፡

6. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም ፡፡

7. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

8. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት23 /07/16ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/07/2016 ኣ.ግ ይኸውን፡

9. ጨረታ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 26 /07 /2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይኸውን። 

10. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

11. እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቕረባይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

12. ኣድራሻ ጥቃ ደብረዳሞ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ቀበሌ 19

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-405165 / 0344-405093 ይደውሉ ፡፡

Backs
Tender Category