ኣብቲ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዓቀኒታትን መስፍርትን እትማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኩን ዉልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኮኑ አለዎም
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኮን አለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኮን አለዎ
3 ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእተዎ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዋጋ ዘይምለስ ከትሕዝ አለዎ
4 ዝዉሃብ ኣገልግሎት ብዝቀረብ ዝርዝር መረዳእታ ክኮን ይግባእ
ዝዉሃብ ግልጋሎት በዚ ዝስዕብ መንገዲ ቀሪቡ አሎ
ተቁ | ዝርዝር ዝወሃብ ዓይነት አገልግሎት | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ምርመራ /Examination/ | ||
2 | ስኒ መንቃል /Extraction/ | ||
3 | ስኒ ምሕፃብ / Scaling / | ||
4 | ዝተቀበረ ስኒ ምንቃል /Disimpaction/ | ||
5 | ፃዕዳ ስኒ ምትካል /Arcilic Tooth / | ||
6 | ክሮም ስኒምትካል / Cherom Cobalt Tooth/ | ||
7 | ሰራሚክ ስኒምትካል / Ceramic Artifical Teeth / | ||
8 | ዝተሰበረ ስኒ ምትካል / Splinting By Wire / | ||
9 | ዉፃኢን ኣታዉን ስኒ ምትካል /Rimovable Atifical Teeth/ | ||
10 | ሱር ሽሕክምና /Root cancel Treatment / |
5 ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 ካብ ትካልና ዘቅረቦ ስፐሴፈኬሽን ወፃኢ ዘቀረብ ግልጋሎት ተቀባልነት የብሉን
7 ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን
8 ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብዝተካየደሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ
9 ኣድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤሌ ቤተክርሰቲያን ጎኒ ኢሚግሬሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ
ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 21/7/2016 ዓም ክሳብ 26/7/2016 ዓም
ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 27/7/2016 ዓም ሰዓት 3ተ ናይ ረፋድ
Backs