1 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈለቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ |
Kun 25 | |||||
1 | ዲስክ ፍሩሴን ብኦርጅናል | 3125-ok060 | pcs | 01 | |
2 | Rear Brake pad | 31210-ok050 | pcs | 01 | |
3 | Front Shock observer | 31230-71011 | pcs | 01 | |
ብሸፍቱ ዓባይ ባስ | |||||
5 | ካለማደሪያ | ናይ 12.20 ጎማ | ብቁፅሪ | 05 | |
6 | ፍላግ | ናይ 12.20 | ብቁፅሪ | 06 | |
7 | መፍትሒ ጎማ | 33x33 | ብቁፅሪ | 01 |
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 13/7/2016 ዓም ዕለት 17/7/2016 ዓም ተዓፅዩ ዕለት 18/6/2016 ዓም ዕለት ሰዓት 3:00 ይክፈት
5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ
6 ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
7 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርቡ አለዎ
8 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404715
Backs