ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መግቢ ዓይነታት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።
  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (6 months ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:30 Morning
  • Food Items Supply/
  • Print
  • Pdf

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መግቢ ዓይነታት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ተጫረቲ ዘማልእዎ ዝግበኣኩም ረቃሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል።

2. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ ጥራሕ) ::

3. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ::

4. ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት06/07/2016ዓ/ም-11/07/2016 ዓ/ም ይከውን::

5. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ::

6. ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::

7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/07/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት11/07/2016ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ይከውን::

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልኣለዎ::

Backs
Tender Category