1 ተጫረቲ ናይ 2016 ዓም ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ቫት ሰርተፊኬትን ናይ መቅረባየነት ፍቃድ ዘለዎምን ኮይኖም ምስቲ ሰነድ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቅርብ ይግባእ
2 ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ሰነድ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ቫት ከይሐወሰ (በዘይ ቫት) ንሐደ ዝሽጥዎ ዋጋ ጥራሕ መሊኦምን ፈሪመምን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከረክቡ ይግባእ
3 ተጫረቲ ብ ማ/ሪ/ሆ/ሰ/ት/ መቐለ ብዝተዳለወ መምልኢ ዋጋ ኣብ ባዕሉ መሊእኩም ከብ ዕለት 3/7/2016 ዓም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 16/7/2016 ዓም ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ከበ ኣብ ዕደጋ ክፍሊ ዝተዳለወ ሳጥን ጨረታ ከተእተዉ ይግባእ
4 ተጫረቲ ዘቅርበዎ ዓይነት ቀረብ ብዘተኣዘዘ ግዘ : መጠንን ፅሬትን መሰረት ክከዉን ይግባእ
5 እቲ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ዕለት 16/7/2016 ዓም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት
6 ናይ ጨረታ መከበሪ 50000 / ሓምሳ ሽሕ / ብር ብባነኪ ዝተረጋገፀ ስፒኢ ጥራሕ ብማ/ሪ/ሆ/ሰ/ት/ መቐለ ሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእተዉ ይግባእ
7 ተጫራታይ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ኣብ ናይ ትካልና ፋይናንስ ብምክፋል እቲ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ክወስዱ ይግባእ
8 ተጫረቲ ማሕተም ዘለዎ ሙሉእ ኣደራሻኦም ብስልኪ ቁፅሮም ከቀምጡ አለዎም
9 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ እቲ ትካል 7.5 ቫት ዘከፍል ምካኑ ከፈለጡ አለዎም
10 ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ዉዕሊ ኣሲሩ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ሰሙናዊ ቀረብ ምእታዉ ክጅምር ይግባእ
ተቁ | ምድብ | ዝርዝር | መፍለይ | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ ቅድሚ ቫት | ጠቅላላ ዋጋ ቅድሚ ቫት | መብርሂ |
1 | ኣትክልትን ፍራምረን | ቀይሕ ሽጉርቲ | ፅሬት ዝሐለወ | ኪግ | 2168.26 | ሰሙናዊ | ||
2 | ኣትክልትን ፍራምረን | ድንሽ | ፅሬት ዝሐለወ | ኪግ | 1154.66 | ሰሙናዊ | ||
3 | ኣትክልትን ፍራምረን | ካዉሎ | ፅሬት ዝሐለወ | ኪግ | 1252.66 | ሰሙናዊ | ||
4 | ኣትክልትን ፍራምረን | ኮሚደረ | ፅሬት ዝሐለወ | ኪግ | 1084.63 | ሰሙናዊ | ||
5 | ኣትክልትን ፍራምረን | ጉዕ | ፅሬት ዝሐለወ | ኪግ | 142.88 | ሰሙናዊ | ||
6 | ኣትክልትን ፍራምረን | ፃ/ሹጉርቲ | ፅሬት ዝሐለወ | ኪግ | 100 | ሰሙናዊ | ||
7 | ኣትክልትን ፍራምረን | ኩነር | ፅሬት ዝሐለወ | ኪግ | 4 | ሰሙናዊ | ||
ድምር 15% ቫት ጠ/ድምር |
ልብ በሉ እትመልእዎ ዋጋ ኩሉ ወፃኢኩም ዘካተተ ክከዉን ይግባእ
Backs