ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ናይ LN 166 መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 (6 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:--
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 04:00 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ካብ 3/7/2016 ዓም ክሳብ 6/7/2016 ዓም ናይ ሰራሕ ሰዓት ዝርዝረ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 6/7/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፀዩ ዕለት 6/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

3 ተወዳድርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርብ አለዎም

4 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን

6 ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ ቫት የወሰክ ምባል ተቐባልነት የብሉን

8 ሰዓራይ ኣካል ዘሸነፍዎ ኣቅሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ትክክለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮ ንብረት ክፍሊ አታዊ ይገብር

ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሐበራዊ ህንፃ

ንዝበበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልካ ምሕታት ትክእሉ

Backs
Tender Category