ቤት ፅሕፈት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንካብኔ ሴክሪታርያት ስግግር ማሕበራዊ ልምዓት ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳርን ቤት ፅሕፈት ደግመ ህንፀትን ሕዉየት ትግራይን ቤት ፅሕፈት ም/ጥ/ሕ/ዉሳነ ምሃብን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢን መጋየፂን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝተመዝገብክምሉ ሰርተፊኬት መቅረባይነትን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዘቅርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፖስታ ዓሺግኩም ካብ ዕለት 29/6/2016 ዓም ክሳብ 3/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቀረበ ፕሮፎርማ ዕለት 4/7/2016 ዓም ሰዓት 2:30 ይክፈት

2 እቲ ዝቐረብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክከዉን አለዎ

3 ካብ ዝቀረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝልክእል

4 ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ዉሽጢ ከተርክቡ ትክእሉ ምካንኩም አረጋጊፅኩምክትመልኡ ይግባእ ሰዓራይ ምስተብሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣበዚ ቤት ዕዩ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይከዉን

5 ኣብ ዘይዘርፊ / ዘይምልከቶ / ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 2ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይከዉን

7 መምልኢ ዋጋን ሳንፕልን ናይቲ ንብረትን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፂእኩም ዉሰዱ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋ/ይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘዉፀኦ በዝሒ ምቅናስ ምዉሳክን ከምእዉን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344 406451 ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s