ሄዎ ሆስፒታል ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን : ፕሪንተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅም ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክበሪ ይዕድም

1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድነ ዝተሐደሰ ግብሪ ዝከፈለን ክከዉን አለዎ

2 ናይ 2016 ዓም ዝትሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /ቲን ናምብር/ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲን ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓም ወረሓዊ ዲክለሬሽን ከቅርብ አለዎ

5 ተጫረቲ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት ሰነድ ጨረታ ካብ ሄዎ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቁፅሪ 43 ምዉሳደ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብር 3000 / ሰለስተ ሽሕ / ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ብሽም ሄዎ ሆስፒታል ክትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/6/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከአል ኮይኑ ዕለት 16/07/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/07/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ሄዎ ሆስፒታል ስቶር የቅርብ

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኣብ ሐደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካልእ ፖስታ ነኒበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይእቱ

10 ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ : ማህተም:  ፊርማ ክህልዎ አለዎ :: ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

11 ሰነድ ጨረታ ካብ ናይ ባዕልና ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቃድን

12 ኣደራሻ ኩሓ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብማ ጋርማንት ዉሽጢ ኣቲካ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 43

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344 42 0331 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር ስፔስፊኬሽን

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

Orginal Desktop Computer core i5

ብሓባሪ  ተታሓሒዙ ኣሎ

ብቁፅሪ

01

2

Orginal Printer

ብሓባሪ  ተታሓሒዙ ኣሎ

ብቁፅሪ

01

3

Orginal Divider / ድባይደር

ብሳምፕል

ብቁፅሪ

05

4

Orginal Desktop computer core i3

ብሓባሪ  ተታሓሒዙ ኣሎ

ብቁፅሪ

02

5

Brother Printer drum unit DR -3405

ብሳምፕል

ብቁፅሪ

01

Backs
Tender Category