ቤት መዘጋጃ ከተማ ሓዉዜን ኣብ ዓመት 2016 ዓም ናይ ዋና መስመር ፅርጊያ ናይ መብራህቲ ኣቑሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ጨረታ ዝከፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2 ሰነድ መዓደጊ ዘይምለስ 200 ብር ዝክፍል

3 ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 14/6/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/6/2016 ዓም ንተከታታሊ 15 መዓልቲታት ይከዉን

4 ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 28/6/2016 ዓም ሰዓት 8:00 እዩ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15 መዓልቲ ተጫራታይ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 28/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ይከዉን

6 ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 5000 ምስ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ የእቱ

7 ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ስም ፌርማን ሕጋዊ ማሀተም ኣብ ሕድሕድ ገፅ ጨረታ ክግብሮ አለዎ

8 ሰዓራይ ምስተፈለየ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ዘትሕዝ

9 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ደብዳቤ ካብ ዝፈለጠሉ ( ዝተፀሓፈሉ) ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ እንተዘይገይሩ ዘትሓዞ ዉዕሊ መክበሪ ብር ተወሪሱ ብሕጊ ይሕተት

10 ኣብዚ ጨረታ ዝኮነ ተጫራታይ ኮነ ኢሉ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕ ወይ ከዓ ከዛብዕ ዝሙክር ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ብመምርሒ ዕደጋ ብሄ/ክ/መ/ት ቁፅሪ 255/2007 ብዝእዝዞ መሰረት ናብ ሕጊ ቀሪቡ ተሓታታይ ይከዉን

መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምካኑ ንሕብር

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s