ትካልና ሮም ቢዝነስ ግሩፕ ኣክስዩን ማሕበር ንትካልና ንስራሕትና መሳለጢ ዝኾኑ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብዘርፊ ስራሕቲ ሕትመት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 በቲ ዘርፊ ንግዲ ዝተመዝገብከምሉ ቲን ናምበር ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮንኩምሉ ሰርተኬት ዘለኩምን ተቅርቡን

3 ጨረታ ካብ ዕለት 12/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 15/6/2016 ዓም ክሳብ 8:00 ሰዓት ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እንትከዉን

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ሰዓት 8:30  ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 15/6/2016 ዓም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት ሰዓት 9:00 ዝከፈት ተጫረቲ ወይ ተወኪላቶም ተረኪቡ ኣይተረከቡ እቲ ጨረታ ይክፈት

5 ኣብ ተራ ቁፅሪ 1 በዝሒ 20  ሚእታዊ ናይ መቅናስን ምዉሳክን መሰል ትካል ዝተሐለወ እዩ

5 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/6/2016 ዓምሰዓት 800 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣካባቢ ኣብርሃ ካስትል ሊያ ህንፃ 6ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 117 እናመፃእኩም በተን ዝተጠቀሳ ረቆሒታት መሰረት ኣማሊእኩም ብዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምግባር ወይ በቲ ሰነድ ንክተቅረቡ እናገለፅና እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ  ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ

ተቁ

ዝርዝር ዝሕተሙ

በዝሒ

ንፁር መለክዒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ናይ ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ፋይል ፎልደር ናይ እቲ ትካል ሎጎ ዘለዎን በቲ ዝተዉሃበ መርኣያ መሰረት ብፅሬት

250

250 ግራም ረጉድ ወረቀት

2

ንብረት አታዊ መግበሪ /GRV/

01

A2 45 ግራም ወረቀት

3

ንብረት ወፃኢ መግበሪ /SIV/

01

A2 45 ግራም ወረቀት

4

ፒቲ ካሽ መክፈሊ /CPV/

04

A2 45 ግራም ወረቀት

5

ባንክ መክፈሊ ቮቸር /BPV/

02

A2 45 ግራም ወረቀት

6

ናይ ዉሽጢ ኣታዊ /SRV/

04

A2 45 ግራም ወረቀት

7

የእጅ በእጅ ሽያጭ ደረሰኝ

01

A2 45 ግራም ወረቀት

8

ስቲከር ብዝተፈላለየ ዲዛይን ዝእዘዘ ኮይኑ

ብካሬ ሜትር

ልብ ኣብ ሕድሕድ ዝስራሕ ናይ ትካል ሎጎ ዘለዎ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s