ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ፡ ሕትመት ፡ኣናእሽተይ ኣቁሕን ፡ፅሬትን ኣቅሑትን ፡መሳርሒ ፅሕፈት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ብዘርፊ ፍቃድ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ቲን ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ቅዳሕ ዘቅርብ

3 ናይቶም ንብረት ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 6/6/2016 ዓም ካብ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ናይ ተጫራቲ ሽምን ፊርማን ማህተምን ብምቅራብ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክፍሊ ቁፅሪ 12 ምእታዉ ይከኣል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 20/6/2016 ዓም ሰዓተ 9፡00 ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወየ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ማይ ጨዉ ይክፈት

5 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ ብገንዝብ ወይ ብስፒኦ ንቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ ሕትመት ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፅሬት ኣቅሑትን ድማ 3000 ቅርሺ ብገንዝብ ወይ ብስፒኦ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መክበሪ ዉዕሊ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ እስካብ ዝተስማምዕሉ ዕለት እንተዘይኣቅሪቦም ንመክበሪ ዉዕሊ ዘትሓዝዎ ገንዝብ ብቅፅዓት ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ይከዉን

8 ተዓወቲ ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት አታዊ ይገብርን ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ናብ ቤት ዕዩና የቅርቡ

9 ካብቲ ዝተቀመጠ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ ኣማራፂ ከቀምጥን ኣብቲ እስፐሲፊኬሽን ዘይተነፀረ ንብረት ምቅማጥ ኣይፍቀድን ዉድቂ እዉን ይከዉን

10 በቲ ዝወፀ እስፐሰፊኬሽን መሰረት ፅሬቶም ዝሐለዉን ኦርጅናል ምካኖምን አረጋጊፁ ክመልእ ይግባእ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347770221

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s