ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሬት አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (8 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:--
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 03:10 Morning
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሬት አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቑፅሪ/Speficationመዐቀኒ(Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ኦሞ ፈሳሲበዓል 5' ሊትሮሊትሮ20
2ጓንቲ ናይ ኢድሮጊድ ፀሊምቑፅሪ50
3መኾስተርቐዳማይ ደረጃቑፅሪ50
4ሶፍትቐዳማይ ደረጃቑፅሪ50
5ኮቦርታ1mx1mቑፅሪ50
6ኤር ፍሬሽቐዳማይ ደረጃቑፅሪ50
7ባራኪናበዓል 1 ሊትሮቑፅሪ50
8ጀዲድ2' ጠቓብጠቓ02
9ጎማ ሸንኬሎለማዕ ማእኸላይቑፅሪ24
10ዊንደዉ ክሊነር680 mlሊትሮ50
11መሕፈሲ ጓሓፍምስ ቡሩሹ ቐዳማይ ደረጃቑፅሪ25

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን /TIN/ ፣መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡ እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4.ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን ‚መራገፍን ናብ ቢሮ ማይ ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2013 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡ 9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914138905/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ ::

Backs
Tender Category