ምልኸታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒጥሪ 2016 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ሽፈራት ፈተንቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም
2. ካብ መንገዲ ትራንስፖርት ናይ ተሽከርከርቲ መሰልጠኒ ፍቃድ ዘለዎ /ከቅርብ ዝኽእል፡፡
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተ. | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ናይ ኣምቡላንስ ሽፈር | ብናይ ቢሮና መኪና | ብቁፅሪ | 02 |
እንክተሎም መምርሒ:-
1. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 30/05/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 4/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይኸፈት::
2 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 | እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:: 3. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
4. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
5. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
Backs