ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ር/ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 (8 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ የካቲት 4, 2016 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:--
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 02:30 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቫት ዝተመዝገብኩምን ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝተመዝገብክምሉ ሰርተፈኬት መቅረባይነትን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀረብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 30/5/2016 ዓም ክሳብ 4/6/2016 ዓም ሰዓት 11:30  ናብ ቁፅሪ ክፈሊ 3 -18 ምቅራብ ይግባእ ::ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 5/6/2016 ዓም ሰዓት 2:30 ይክፈት ምካኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክክዉን አለዎ

3 ካብ ዝቀረቡ ተወዳደረቲ ሰዓራይምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓለቲ ጀሚሪ ን2ተ ስራሕ መዓለቲታት ጥራሕ ይከወን

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘዉፀኦ በዝሒ ምቅናስን ምዉሳክን ከምእዉን ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝደለ ሐበሬታ  በኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 4064511

ተቁ

መግለፂ

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

ጎማ ብርጅስቶን

265/70R18

05

Backs
Tender Category