ቁፅሪ ፕሮፎርማ 18/2016
ናይ መኪና መለዋወጢኣቁሑት ግዝኢት ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት29/05/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 01/06/2016 ስዓት 04፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ
ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ
የገልግል።
4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣
5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት/Material | መፍለይ ቁፅሪ Specification/part Number/ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ቱልኪት RE | 04427-ok020 | ሴት | 01 | ||||
2 | ቱልኪት ዘ | 04427-ok020 | ሴት | 01 | ||||
3 | ኢንድ ሳብ እሰይ እሰትርግ ራክ | 45503-09321 | ብቁፅሪ | 02 | ||||
4 | ስልኮን | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 02 | ||||
5 | ፓድ ከት | 04465- ok340 | ሴት | 01 | ||||
6 | ሹ ኪት | 04495- ok120 | ሴት | 01 | ||||
7 | ዲስክ ብሬክ ፍሮንት | 43512- ok060 | ብቁፅሪ | 02 | ||||
8 | ፍልትሮ ናፍጣ | 23390-OL041 | ብቁፅሪ | 03 | ||||
9 | ፍልትሮ ዘይቲ | 90915-yzzd2 | ብቁፅሪ | 03 |
ምስ ሰላምታ
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም _______________
ፊርማ______________
ኣድራሻና
ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875
Backs