ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ል ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮፒዩተርን ተመዲ ኮፒዩተርን ፤ላፕቶፕ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ

ን2ይ ግዘ ምልክታ ቁፅሪ 02 ግ/ጨረታ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ል ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮፒዩተርን ተመዲ ኮፒዩተርን ፤ላፕቶፕ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ

ን እዮም

አብቲ ጨረታ ክሳተፋ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት 27/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/06/2016 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 100 (ሃደ ሚዒቲ) ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትኸእሉ።

1. ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ 2016 ዓ/ም ዲክለር ከፋላይን (TN መረዳእታ WAIተመዝጋባይ ናይ ወርሒ ሕዳር ዝገበረ ብተወሳኺ ድማ ኣብ ቁፅሪ 1ዝተቀመጡ ዝተነፀረ ዶክመንት ክምኡዉን በጀርባ ይመልከቱ አብዝብል ዘርፊ ድማ ንፁር ኮፒ ተገይሩ ይቅመጥ

2. ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ 5000 ብC.P.O ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቕርብ ዝክእል ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ አብ ዝተዳለወ ዋጋ መቕረቢ ቕጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ ፋይናንሻልን ቴክኒካል ብምፃር ኦርጅናልን ኮፒን ብምቅራብ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ ኣብ ቢሮና ኮምፕሌክስ ህንፃ 48 ብሎክ 4 ፎቅ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቕ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ ።

3. ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

4. እቲ ጨረታ ለካቲት 06/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ለካቲት 06/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት.

5. ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 መክበሪ ወዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ።

6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ዜረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ

መሰሉ ሕላዊ `ዩ።

7. ቤት ዕዮ ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዝምረሀሉ እዋን ዝግዛእ ትሓ ወደ ግልጋሎት ዓቀን ወይ ዋጋ ከምኦድላይነቱ ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ ኣቅሓ 20%/ዒስራ ሚዒታዊ/ናይ ምቅናስ ወይ ምሳኺ መሰል ዝተሓለወ ምኻኑ

8. ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s