ተቁ | ናይ ንብረት ዓይነት | ዝርዝርመግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ግምእታዊ ዋጋ | ጠቅላለ ዋጋ |
1 | Individual folder/ ናይ ሕሙማት ካርዲ / 2.5ግ | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 10000 | ||
2 | Patient form ኣብ ሐደ 100 ቅጠል ዝሕዝ | ብሳምፕል | ብፓድ | 200 | ||
3 | Prescriiption paper ኣብ ሐደ 200 ቅጠል | ብሳምፕል | ብፓድ | 100 | ||
4 | Lab Request paper ኣብ ሐደ 200 ቅጠል | ብሳምፕል | ብፓድ | 50 | ||
5 | ፋርማሲ ሬጅስትሬሽን ቡክ ኣብ ሐደ 200 ቅጠል | ብሳምፕል | መዝገብ | 04 | ||
6 | ሪፊራል ስሊፕ ኣብ ሐደ 100 ቅጠል | ብሳምፕል | ብፓድ | 20 | ||
7 | ወሳኒ ኩነት ኣብ ሐደ 100 ቅጠል ብ2ተ ኮፒ | ብሳምፕል | ብፓድ | 05 |
1 በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማሕተምን ፌርማን ከገብረሉ ይግባእ
2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 27/5/2016 ዓም ክሳብ 29/5/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዐለት 29/5/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ከይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 30/5/2016 ዓም 2:30 ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ( ላጪ ጥዕና ጣብያ ) ይከዉን
3 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን
4 ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሐለወ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15ተ ናይ ስራሕ መዓለቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረገሰገፀ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም
5 ክትወዳደሩ ትደልዩ ተወዳደርቲ ናይ ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይግባእ
6 እቲ ፕሮፎርማ ኣድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈትና ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ይህልዎ
Backs