1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ
2 መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ
3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2016 ዓም ዲክለራሲዩን ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ዝተሐደሰ ምዝገባ መቅረባይነት 2016 ዓም
5 ጨረታ መከበሪ ሰነድ ብስፒኦ ብር 5000 ከቅርብ ዝክእል
6 ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ስርድ ድልዝ ኣይፍቀድን
7 እዚ ጨረታ ስዒርካ ተብሃሊ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዘየመትእ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝድለ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ አታዊ ክገብር ዝክእል
8 እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምካኑን ዘይምካኑን ብንፁር ክቅመጥ አለዎ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተሓሲቡ ይግበር
9 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተም እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ
10 ትካልና 20 ሚእታዊ ናይቲ ንብረት ምንካይን ምዉሳክን ይክእል
11 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ / ጥቃ ቤተ መንግስቲ / ቢሮ ቁፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣበ ሰራሕ ሰዓት ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
12 ማልት እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
13 እዚ ጨረታ ዕለት 1/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ትይክፈት
Backs