ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50000.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 21, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሕትመት
ፒዲኤፍ
1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰን ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
4 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእሉን ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
5 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/5/2016 ዓም ክሳብ 20/4/2016 ዓም ብተካታታሊ መዓልቲታት ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀበሌ 03 ኣብ ዉሽጢ ኣዳራሽ ሃፈቶም ቀፅሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ዘይምለስ 300 እናድካፈልኩም ክሳብ 20 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 11:30 ክትወስዱ ትክእሉ
6 ጨረታ ዕለት 21 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ጨረታ ሰነድ በቲ ኣምልክታ ዝተገለፀ መሰረት ይምላእ
8 ናይ ጨረታ መከበሪ ናይ ኤሌክትሮኒክስ 50000 / ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
9 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም በቲ መምርሒ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
10 ናይ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሎም ክታም ማሀተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ
11 እብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ብዘይበሉ ክምላእ አለዎ
12 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (59)
ኮንስትራክሽን (1049)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4464)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (512)
ህንፃ መሳርሒ (7197)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (181)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
ምግብን መስተን (515)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1284)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (88)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2990)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1661)
ስራሕቲ ምልላይ (84)
ክራይ (741)
መሸጣ (1184)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8598)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (835)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
s