1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬትመቕረባይነትን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 15 /5/2016 ዓ/ም ክሳብ 17/5/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ። ዝቐረበ ፕሮፎርማ / ዕለት 20 /5/ 2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃኑ ንገልፅ።
2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል ብናይ ባዕሉ
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ - ይግባእ : ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን ኣብ ዘይዘርፉ ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ( ጀሚሩ ን 7ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን
7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ
ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል
ዋጋ ምምልኢ
ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ
ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | Model | |||||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||||
1 | Pad kit | 04465-yzzf6 | Set | 01 | HIJ79L-TJMRS | |||||
2 | Oil filter | 90915-30002 | pis | 01 | HIJ79L-TJMRS | |||||
3 | shoekit | 04495-68080 | set | 01 | HIJ79L-TJMRS | |||||
4 | Full fiter | 23390-51070 | pis | 01 | HIJ79L-TJMRS |
ናይ መኪና መጋየፂ
ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | Model | |||||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||||
1 | ናይ ሪቮ ናነይ ወንበር - ጨርቂ ወይ ወልፊት ኦርጂናል | ዳብል ፌስ ናይ ቅድሚት ወንበሮ /ናይ ሓደ ሰብ/ | ሴት | 01 | ||||||
2 | መቆት መከላከሊ ኦርጂናል | ዳብል ፌስ ናይ ሴት 15 01 ቅድሚት ወንበር ሶብብ /ናይ ሓደ ሰብ/ | ||||||||
3 | መሪ ከቨሮ | ሌዘር | ብቁፅሪ | 01 | ||||||
4 | ዳሽ ቦርድ ቕብኣት | ሓፊስ | ብቑዕሪ | 02 | ||||||
5 | ናይ ውሽጢ ምንፃፍ ዝኣቱ ዝወፅእ | በዓል 5 | ሴት | 01 | ||||||
6 | ሽቶ ናይ መኪና | ስጥረይ | ብቑፅሪ | 01 |
ምስ ሰላምታ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ
Backs