በዚ መሰረት ነዞም ቐፂሎም ዘለው ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መበርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፅሕፈት መሳርሒ | |||||
ደስታ ወረቐት 80 ግራም | ደስጣ | 10 | ||||
ሓቛፊ | ቁፅሪ | 3 | ||||
እስክርቢቶ | ቁፅሪ | 10 | ||||
ፕሪንተር ቀለም O5A | ቁፅሪ | 01 | ||||
ፎቶ ኮፒ ቐለም C-EXV/2202 | ቁፅሪ | 01 | ||||
ካርቦን ኣምባሳደር | ፓኬት | 01 | ||||
2 | ሕትመት | በዝሒ ከከም ኣድላይነቱ ክውስኽ ይኸእል | ||||
ኣታዊ ደረሰይ A5 በዓል 2 ኮፒ (3 ቖፅሊ) | ፓድ | 15 | ||||
ወፃኢ ደረሰይ A5 በዓል 1 ኮፒ (2 ቖፅሊ) | ፓድ | 5 | ||||
መእተዊ ካርኒ ብመሰረት ሳምፕል(ብዓል 100 ቖዕሊ) | ቁፅሪ | 500 | ||||
3 | ኤሌክትሪክ ኣቑሑት | |||||
ኤሌክትሪክ ገመድ በዓል 2.5 | ጥቕላል | 4 | ||||
ኤሌክትሪክ ኣምፑል | ቁፅሪ | 200 | ||||
ኣንፑል ሓቛፊ 30 Watt | ቁፅሪ | 200 | ||||
ፀሊም ፕላስተር | ቁፅሪ | 10 |
በዝሒ ሕትመታት ከከም ኣድላይነቱ ክውስኸ ይኸእል እዩ
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ
2. መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪፐ ሰርትፍኬት ዘለዎ ዕለት
3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማሕተም ፊርማን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ
4. ዝተመልአን ዝተዓሸገን ፖስታ ፕሮፎርማ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤትምኽሪ ንግድን ዘ/ማሕበራትን መቐለ ከተቕርቡ ይግባእ።
5. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሕሉ ካብ ዕለት 10-13/5/2016 ዓ.ም ኮይኑ ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ተዓፅዩ፤ 13/5/2016 ዓ.ም ሰዓት 9:30 ድ/ቐትሪ ይኸፈት፤ ትካልና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎዕ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ብኣካል ቐሪብካ ምሕታት ይከኣል
ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብና ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራሕ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
Backs