ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ዝዉዕል ንመሳርሒ መዘወሪ ፈቃድ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ መዐቀኒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 (8 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:10000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 04:30 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩምን በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክሉ

2 ናይ ነጋዳይ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክሉ

3 ተወሳኪ እስት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ እዋናዊ ሒሳብ ዘፍለጥቅምሉ መረዳእታ ምስ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክሉ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 1/5/2016 ዓም ጀሚርኩም ክሳብ 15/5/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ዘይመለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ከተማ ዓዲግራት ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ / ዓሰረተ ሽሕ ቅርሽ / ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኢ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

7 ሳንዱቅ ጨረታ 16/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ግና ፊርማ ባዕል ዋና ክዓርፎ ይግባእ

9 ተጫረቲ እተመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝሐወሰ ክከወን ይግባእ

10 ኣብቲ ዝተመለአ ዋጋ ብዛዕባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይተገለፀ እንተኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ምስ ቫት ከም ዝተመልአ ይሕሰብ

11 ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ማሕተምን ፊርማን ናይቲ ትካል ክግበረሉ ይግባእ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914123546 / 0941336816

Backs
Tender Category