ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሽንት ቤት ፅገና ዘገልግል We (water Closet) ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 20919 ቐ/መ/ማይ ዕለት 26/3/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

 1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክእል ዘይተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘቅረበ ተወዳደሪ ተቐባለነት የብሉን / ካብ ዉድድር ወፃኢ / ይግበር

2 ግብሪ ከፋሊ /ቲን/ ንምካኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝክእል

3 ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባለነት የብሉን

4 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

WC (water Closet) ምስ መሉእ መለዋወጢ

ብቁፅሪ

1

NB ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝግበር ምካኑ ንሕብር

ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 2/5/2016 ዓም ክሳብ 4/5/2016 ዓም

ኣድራሻ  ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ስቁ 0344407335

Backs
Tender Category