ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ፉርስካ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (9 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2016 03:30 Morning
  • Agricultural Raw Material/ Food Items Supply/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

3 እዚ ፕሮፎርማ 30 /4/2016 ዓም ድ ሐሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ኣብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

4 ተወዳዳሪይ ሰዓሪ ምኮኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

5 ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ዉዕሊ የገልግል

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0914755232

ተቁ

ዓይነት አቅሓ

 መዐቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ፍሩስካ

ኩል

50

ብ ስታንዳርድ መሰረት ትካልና ብዝደልዩ ፅሬት ዘቅረብ

Backs
Tender Category