1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 15/04/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት17/04/2016 ስዓት 04፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ወሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣
5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
ተቁ | ዝደለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ Sepcification / part Number | መዓቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | ቦልጀይንት ለወር | 43330-9510 ናይ kun 25L PRMDHN | ቁፅሪ | 01 | ||
2 | ቦልጀይንት አፐር | 43310-9510 ናይ kun 25L PRMDHN | ቁፅሪ | 02 | ||
3 | ሊንክ ኣሰይ LH | 48810-ok010 ናይ kun 25L PRMDHN | ቁፅሪ | 01 | ||
4 | ሊንክ አሰይ RH | 48810-ok030 ናይ kun 25L PRMDHN | ቁፅሪ | 01 | ||
5 | ዋይፐር ሊንክ | 85150- ok021 ናይ kun 25L PRMDHN | ቁፅሪ | 01 | ||
6 | እንጀክሽን ፓምፕ ስሎኖይድ | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 01 | ||
7 | ድሕሪት መብራህቲ | 85150- ok021 ናይ kun 25L PRMDHN | ቁፅሪ | 01 |
ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስቁ 0344401875
Backs