ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ተግባር ስልጠና ናዉቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 (9 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 04:30 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ስፒኦ ወረቀት ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ 30 ቅርሺ

  5 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ እዩ

6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 10/04/2016 ዓም ክሳብ 15/4/2016 ዓም ይከዉን

7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 15/04/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/04/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

Backs
Tender Category