ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከተማ ማይ ካድራ ንሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብምድብ ከፊሉ ምድብ ሐደ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ ግብሪ ከፋለይ መለለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ምዝገባ ምስክር ወረቀት ቫት ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ቫት ሪፖርት ዝገበርክምሉ ዲክለሬሽን ዘለዎምን ከቅርቡ ዝክእሉን

2 መከበሪ ጨረታ ምድብ ሐደ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት 5001 ቅርሺ  ምድብ ክልተ ኤሌክትሮኒክስ 15001 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና በቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ማይ ካድራ ስም ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፅንሐሉ እዋን ካብ 1 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ 10 ታሕሳስ 2016 ዓም ይከዉን

5 ጨረታ ዝከፈተሉ 11 ታሕሰስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት ቅድም ቀትሪ 4:00 ይክፈት

6 ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ናይ ትካል ማሕተም ናይ ዝምልከቶ ኣካል ፊርማን ክዕርፍሉ ይግባእ

7 ከምእዉን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 15 መዓልቲ ይከዉን

8 ቤት ፅሕፈትና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ሚእታዊ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎም

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ሰዓራይ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ክገብር ዝክእል

ኣድራሻ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ጊዝያዊ ቤት ፅሕፈት ቀበሌ 04 ንግዲ ባንክ ኢትዪጰያ ቅርንጫፍ እንዳስላሴ ሽረ ፊት ንፊት ቅድም ክብል ሐበሻ መዕረፊ ኣጋይሸ ወይ ይበይን ዓብዱ ካልኣይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 208 ንርከብ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ  0918154424 / 0921389590

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (59)
    • ኮንስትራክሽን (1051)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4467)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (513)
            • ህንፃ መሳርሒ (7198)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1691)
                • ምምካር (181)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (517)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (78)
                            • ፈርኒቸር (1285)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (89)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (428)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2991)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1662)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1187)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8598)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (837)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s