- ህንፃ መሳረሒ
- ኣዉቶመካኒክስ
- ፅሐፈት መሳረሒ
- ካምፒተርን ተዛመድትን
- ኤሌክትሪክሲቲን
- ናይ ተምሃሮ ወንበርን
ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግብአኩም ረቆሒ
- ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነኩም::
- ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊልኩም ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ :Â መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን መረዳእታ ዘለኩም::
- መኽበሪ ጨረታ ንህንፃ መሳረሒ ኣዉቶመካኒክስን 10000.00 /ዓሰረተ ሽሕ / ንፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪክስቲን ንሕድሕዶም 5000/Â ሓሙሽተ ሽሕ / ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ እትክእሉ
- Â ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተÂ መዓለቲ ናብ ኮሌጀና ንብረት ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፈሊ ብናይ ባዕልኹምÂ ትራንስፖርት ምቐራብ እትኽእሉ::
- ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ 50.00 / ሓምሳ ብር/ ዘይምለስÂ እናኸፈለኩም ኩሉ ሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 01/ 07/ 08 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/ 07Â /08 ዓ/ም ካብ ኮሌጀና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩ ትኽአሉ::
- እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 16 /07 /08 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊÂ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይኸፈት::
- ናይ ዉዕሊ መኽበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክትትሕዙÂ ይግባእ::
- ብባህሪኦም ዉሕስና ንዘድልዩም ንብረታት ካብ ሐደ ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቐደኛ ዝኾንኩም
- ኮሌጀና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ
Â
Â
Â
Â
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
- ኮንስትራክሽን (1048)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
- ሕርሻ (512)
- ህንፃ መሳርሒ (7194)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
- ምምካር (180)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
- ምግብን መስተን (515)
- እግድ (40)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
- ፈርኒቸር (1283)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (266)
- ናገዛ ኣቁሑት (88)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
- መሬትን ሊዝን (59)
- ፅገና (833)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1658)
- ስራሕቲ ምልላይ (83)
- ክራይ (741)
- መሸጣ (1182)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s