ንሳልሳይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ኢድ መፋትሕን ካልኦት መሳርሒታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2016 (10 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2016 04:15 Morning
  • Car Spare Part/ Engineering Equipment/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቫት ቲአቲ/ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 16/4/2016 ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 16/4/2016 ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:15 ሰዓት ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ኣይረከቡ ጨረታ ይክፈት

7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085 / 0344405806

Backs
Tender Category