አብ ግዚያዉ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዩ ሐለዋ ማለት እዉን ዋርዲያ ኣብ ዝተፈላለዩ ስቶራት እቲ ቢሮ ዋና ቢሮን ብዉልቀን ብማሕበር ንዝተወደቡ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ሓለዋ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2016 ዓም ፈቃድ ንግዲ ዘሐደሰ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ወይድማ ዘይንበብ ማሕተም ዘይዓረፎ መረዳአታታት ተቀባለነት ይብሉን

3 ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ካብ መደባኛ ጉጅለ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ 28 ሕዳር 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 8 ታሕሳስ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ይዕድም

4 ተጫረቲ ንሐለዋ ዘቅርበዎም ሰራሕተኛታት ኣብ ዝቀረበ ዝርዝር መግለፂ ዘማልእዉ ክኮኑ አለዎም

5 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ጨረታ 8 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ታዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓተ 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

7 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋና ሐደ ድማ ቅዳሕ በበይኑ ዓሺጎም ከቅርቡ ዝክእሉ

8 እቲ ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ዉዕሊ መከበሪ ካብ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ከትሕዝ ዝክእል

10 አድራሻ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 13 እዩ

11 ናይ ጨረታ መክፍተን መዕፀዉን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0984076797 0914032454

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s