ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ግዜ ዝወፀ
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 (10 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:--
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 04:00 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ 2ይ ግዜ ዝወፀ

ተ.ቑናይ  ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Descriptionመፍለይ ቑፅሪ Specifcation/part numberመዐቀኒ/Unitበዝሒ Qantlityሓደ ዋጋ ጠቕላላጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
2ናይ ሃይሉኩስ መኪና ኪሎሜትር መቁፃፀሪ ıይ ደረጃ (Original)ሰፒዶ ሜትር አሰይ 83220-35560ቑፅሪ1

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።

4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት25/3/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/3/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ(ት) እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/3/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 27/3/2016 ዓ/ምሰዓት 4፡00 ይኸውን።

ኣድራሻ፡- ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 6342409467/0914 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡

Backs
Tender Category