ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ካብ 17 ኮንደሜኒየም ዘሎ ሓድሽ ድልድል ክሳብ ገብሪኤል ኣደባባይ ከምኡ ድማ ካብ ምብራቅ ገፅ ዘሎ ካብ ናይ ደጋ ገብሪኤል በሪ እስካብ ሐማሪ ተካ መዕፀፊ አጋይሽ 18 ታክሲ ዘሎ መወደእታ ሚዲያን ከምኡድማ ካብ ዕደጋ ብዕራይ ዘሎ አደባባይ ክሳብ መቐለ ዩኒቨርስቲ እንስሳ ሕክምና ቨተርነሪ ዩኒቨርስቲ ዘሎ ሚዲያ ንሳምረ ኣስፓልት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዘም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ መሰረተ ገይርኩም ክትወዳደሩ ትድልዩ ብኣክብሮት ፃዉዒት የቅርብ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ቫት ተመዝገባቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2016 ዓም ናይ ቫት ዲክልሬሽን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2016 ዓም መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ናይ ግብሪ ከፋላይ ከምእዉን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ከቅርብ ዝክእል

2 ካብ ትካልና ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዕደጋ ንብረት ፋይናንስን ምምሕዳርን ካብ 24/3/2016 ዓም ክሳብ 4/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ተከታታሊ መዓልቲ ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብብር 100 ብምክፋል ክትወስዱ ከምትክእሉ ብምፍላጥ ሳንዱቅ ጨረታ 4 /3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ብምዕፃዉ ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዘለዉሉ ሰዓት 400 ይክፈት

3 ተወሳኪ አብ እዋን ጨረታ ምክፋት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ክርከቡ ይክእሉ እዩም ተጫረቲ ብዘይ ምህላዎም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

4 መከብሪ ጨረታ ንግሪነሪ ስራሕቲ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 በቲ ዝወፀ እስፔስፊክሽን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ መጎዓዝያን መራገፍን ከቅርብ ዝክእል ዝሰዓረ ተወዳዳሪይ ብሰብ ሞያ ንብረት ድሕሪ ምርግጋፅ ብናይ ባዕሉ ሰብ ሞያ ኣብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ክርከብ ዝክእል ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ድማ በቢሳይቱ ክሰርሕ ዝክእል

6 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ አለዎ

ኣደራሻና መቐለ ቀበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ ወይ ቀዳሚ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ሓሊፍካ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s