ተ.ቁ | ዝርዘር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ሐደ ዋጋ | ጠቅ/ዋጋ | |||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ኮምፒተር ወረቐ 80 ግራም | ደስጣ | ብቁፅሪ | 80 | |||||
2 | ፕሪንተር ቀለም | 80ኤ | ብቁፅሪ | 03 | |||||
3 | ፕሪንተር ቀለም | 05ኤ | ብቁፅሪ | 03 | |||||
4 | ፍለሽ | 32 ጂቢ | ብቁፅሪ | 10 | |||||
5 | እስቴፕለር | ንእሽተይ | ብቁፅሪ | 03 | |||||
6 | ድቫይደር | ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 01 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሕታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናመበር መቅረባይነት ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም፡፡
2. እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/03/16 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/03/16 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 26/03/2016 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ይክፈት
3. ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም እንተተረኺቦም ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቅል ኣብ ኣብ ዝሓፀረ መዓልቲ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡
4. ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
5. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7 ሸዉዓተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::
6. ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን::
7. ዘለዎ በጀት ክዉስኸን ክቅንስን ይኸእል፡፡
8. እቲ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 04/2007 ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::
ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ
Backs