ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል _ ንፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (10 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:--
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 04:00 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፉ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኸእልን ከምኡ ድማ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ኮፒ ከቕርቡ

አለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ ጠለብ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ መብርሂ ገይርካ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን

3/እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 20/03/2016ዓ/ም ክሳብ 25/03/2016ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00

ይኸፈት

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ንቤት ህንፀት መቐለ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10,000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ ካብዚ ንክዕደግ ዝተዳለወ በዝሒ ንብረት 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ይኸእል እዩ

6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 ወይ 0914120805 ምሕታት ይከኣል ቤት ህንፀት መቐለ

Backs
Tender Category