ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዘለዉ ዘገልገሉ ንብረታት ትቦታት ብረት: ናይ ማይን መገጣጠሚታትን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ትቦታት ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (10 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: ዕዳጋ ሓሙስ
  • Bid Document Price:300.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 03:30 Morning
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 ንግደ ፈቃድ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ዘይመለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/3/2016 ዓም ክሳብ 27/3/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ግልጋሎትን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 1 እዚ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብ ስራሕ ሰዓትን ዕለትን ብምምፃእ ክትሳተፉ ይዕድም እቲ ጨረታ በቲ ዕለት 27/3/2016 ዓም ድሕሪ ቀትሪ 9:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 27/3/2016 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ልክዕ ሰዓት 9:30 ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914784957

Backs
Tender Category