- 1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት ዘለዎምን ከቅርቡ ዝክእሉን
- 2 መከበሪ ጨረታ ብር 30000 ሳለሳ ሽሕ ብባነክ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ስም ከትሕዙ ዝክእሉ
- 3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
- 4 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም ሐደ ኦርጅናል ምስ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም
- 5 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 2/4/2016 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት
- 6 ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሮ 033 ይክፈት
- 7 ተጫረቲ ሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ድርጅት ማህተም ናብ ዝምልከቶ ኣካል ፌርማን ክዕርፈሉ ይግባእ
- 8 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኮኑን ንቀፃሊ ዉን ኣብ ናይ ዕደጋ መንግስታ ከይሳተፉ ከምዝግበርን ካልኣት ኣድለይቲ ስጉምቲታት ምዉሳድ ከምዝክእል ክፈልጡ ይግባአ
- 9 ቤት ፅሕፈትና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ምቅናስን መሰል አለዎ
- 10 ዝሐሸ መማረፂ እንተተረኪቡ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እ
- 11 ኣድራሻና ኣጋኣዚ ኦፕሮሽን ህንፃ ጥቃ እናዳ ማሪያም ጉግሳ ቤተክርስቲያን ንርከብ
- 12 ንዝበለፀ መብርሂ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል
Backs