ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ዝተፋለለዩ ኤሌክትሮኒክስን ካልኦትንብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (11 months ago)
  • Closing Date: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 04:15 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቲአቲ/ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 2/12/2016 በቆፃፅራ ፈረንጂ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ኣይረከቡ እቲ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085 / 0344405806

Backs
Tender Category