ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ህፃዉንቲ ምግቢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 (10 months ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 04:30 Morning
  • Food Items Supply/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ስፒኦ ወረቀት ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30                                                                  5 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ እዩ

6 ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/3/2016 ዓም ክሳብ 14/3/2016 ዓም ይከዉን

7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 14/3/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

Backs
Tender Category