ሎት ሓደ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ፅሬት አቁሑትን
ሎት ክልተ ናይ ህንፃ መሳርሕን :ናይ ጣዉላን ሓፂን ንናይ GMFA ግልጋሎት ዝዉዕል ማሽናት
ሎት ሰለስተÂ ናይ ኤለክትሪክን Â ንኣዉቶሞቲቭ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታትን
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት
- ግብሪ 2007 ዓ ∙ም ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን
- ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት አዉን ቲን ነምበር ዘለዎን ናይ መቅረባይነተ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
- ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብÂ ወይንድማ ብእዋኑ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ Â ወይንድማ ብ ሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል
ን ሎትሓደ 3000 ቅርሺ ፣
ንሎት ክልተ 3000 ቅርሺ ፣
ንሎት ሰለስተ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
- ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ሰነዳት ሙሉእ ሽምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማሕተምን ክገብሩ አለዎም
- ንኩሎም ዓይነት ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ካብ 30 ለካቲትÂ ክሳብ 15 መጋቢትÂ ሰዓት 5 ፡00Â ምዉሳድ ይከኣል
- ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ቅሬታ አለኒ ዝብል ተወዳዳሪ ቅድሚ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲÂ ቅሬትኡ ብፅሑፍ ከቅርብ ኣለዎ
- አብ እዎን ጨረታ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕን ንምዝባዕ ዝፍትንን ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን
- ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዓይነት ንብረት ኣብቲ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ ክመልኡን ስርዝ ድልዝ ዘይፍቀድ ምካኑን ግልፂ ብዝኮነ ክፃሓፍ ከምዘለዎን ብተወሳኪ ዉን ኩሎም ሰነዳት ብሽም አቲ ትካል ብዝተዓሸገ ፓስታ ከቅርቡ ኣለዎም
- ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን ተጫራቲ ካብ ጨረታ ዓርሱ ምግላል ኣይፍቀድን
- እዚ ጨረታ 15 መጋቢት 2008 ዓ ም ሰዓት 5፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 8 ፡00 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- እቲ ትካል እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝዕደግ መጠንÂ 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይንድማ ክንኪ ይክእል እዩ
- እቲ ትካልዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚጨረታዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::
Â
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0343460314 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs